ዝተፈላለየ ናይ ኮምፒዩተርን ምስኡ ዝተሓሓዝ ነገራትን ትምህርቲ ብ ቋንቋ ትግርኛ
እዛ ዩቱብ ቻነል፡ ብቛንቋ ትግርኛ ነዞም ዝስዕቡ ኣፕሊኬሽን ሶፍትዌራት በብደረጃ (Step by step) ትምህርታዊ ቪድዮታት ሰሙናዊ እትዝርግሕ መኣዲ ቴክኖለጂካዊ ሓበሬታ እያ።
1. Introduction to Computer
2. Microsoft Office
3. Photoshop
4. Premiere pro
5. Illustrator
6. After Effects
7. Photography & Cinematography
8. Green Screen and Visual Effects
9. Film making
10. 3D animation
11. Java Programming
12. Android Development
በዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ናብ ቻነልና ክትበጽሑ ትኽእሉ ኢኹም። ብጽሑና፡ ርእይቶኹም ዱማ ሃቡና።
Comments
Post a Comment